President Donald J. Trump Has Secured a Historic Deal Between Israel, United Arab Emirtes & Bahrain

ናይዚ ሰሙን ዝዓበየ ዛዕባ፡ ታሪኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ምዕባሌታት ማእከላይ ምብራቕ፡ ብመንጎንኘት ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ባሕረየን ኢማራትን፡ ምስ እስራኤል ዝምድንአ ከማሓይሻ ምኽኣለን ኢዩ ኮይኑ ዘሎ፡


President Donald J. Trump Has Secured a Historic Deal Between Israel, United Arab Emirates & Bahrain, Agreed to Formalize Diplomatic Ties,

እዚ ግዜ፡ ሕብረተሰባት ሃገራት ዓለምና፡ ካብ ኣብ ሃይማኖት ኮነ ብሄርን ቀቢላን ዝተሰረተ ፖለቲካ ወጺኦም፡ ስትራተጂካዊ ረብሓታቶምን ጸጥትኦምን ብስነ-ፍልጠታዊ መንገዲ ዝልክዕሉ መድረኽ ኢዩ ተበጺሑ ዘሎ።

ግን፡ ሃገራት ዓረብ ጥራይ ዘይኮና ካብ ሃይማኖታዊ ኣመላኻኽታ ተኣሊየን ምስ እስራኤል ኮነ ካልኦት ሃገራት ዲፕሎማሲያዊ ጽምዶአን ከማሓይሻ ዘለወን፡ እስራኤል ብቀንዳ፡ ካብ ናይ "ጁዳ" ዓሌታዊ ኣመላኻኽታ ወጺኣ፡ ንዜግታት ጎረባብታ ፍልስጤማዉያን ብምሕቋፍን፡ ድሕነቶምን ረብሓታቶምን ብመንጽር ድሕነታን ረብሓታታን ጠሚታ፡ ነዚ ምንጪ ዕግርግርን ህልቂትን ዝኮነ ታሪኻዊ ግርጭታት ማእከላይ ምብራቕ መዕለቢ ክትገብረሉ ዝግባኣ ኢያ።


ንሰላም ዝግበር ተበግሶ፡ ኩሉ ግዜ ደገፍና ወሰን ክህልዎ ኣይክእልን።

NationalEr Interest

18 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.