NEWS/ዜና፡ Eritrea-Six More COVID-19 Cases Recovered & Released, Total = 19, Cases Stand at 39.

መገለጺ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ሎሚ ዉን ተወሰኽቲ 6 ሓዊዮም፡

Eritrea፡ Announcement from the Ministry of Health


Read English Version Below, Published by Shabait.com


ሽዱሽተ ካብቶም ኣብ ሕክምና ተሪፎም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ ሕሙማን ኮሮናቫይረስ ዉን ድሕሪ ኣብ ሃገራዊ ላባላቶሪ ዝተገብረሎም ዳግማይ መርመራ፡ ሓዊዮም ዝለስተረክቡ፡ ነናብ ቤቶም ከም ዝተፋነዉ፡ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ።


በዚ መሰረት ጠቕላላ ዝሓወዩ 19 ክበጽሑ ከለዉ፡ ኣብ ሆስፒታል ዝተረፉ ዉን 20 ኮይኖም። 50% ሓዊዮም ማለት'ዩ። እቲ ቁጽሪ መልከፍቲ ካብ 39 ኣይወሰኸን።


እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ፡ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈዎርቂ፡ ኣብ ከተማታት ገዛ ገዛ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ እንተሓበርናኩም፡ ገለ ኣይብለኩምን'ዩ።


ምስጋና ንሓካይምናን ንኩሉ ኣባል ንጡፍ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ኤርትራ።


Six patients have recovered fully after standard tests at the National Laboratory and were released from hospital today.


This brings the number of recovered patients to-date to Nineteen (19).


The total number of confirmed cases in the country to-date is 39.

Ministry of Health

Asmara

28 April 2020


NationalEr Interest

23 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.