Family Members of the #Fenkil Movement Leaders are Subjected to Humiliation & Intimidation by TPLF

Poor Politics is the Sign of Downfall, Family Members of the #Fenkil Movement Leaders are Subjected to Humiliation and Intimidation by the TPLF Gangs.


Read ትግሪኛ Version Below,


N.B. "Even Mengstu Hailemariam Never Touched to Mr. Afeworki, Today's Father of President the State of Eritrea, Isaias Afeworki, Instead, They Guarding Him from Any Failure Which Can Lead the Derg Regime to Unnecessary Accusations!"....History.


Derg Regime Consulted by Russian Military Personnel and did this, well, they performed than the TPLF political manner.

.....TPLF criminals are doing Evil at their Own People, trying to compensating their political defeat by intimidating and humiliating the Families of #Fenkil Movement leaders.


But, of course it is surely a great sign of their breakdown.


Today, the Father of Mr. Yemane Nguse, Mr. Nguse (Pictured) ordered to interview in Dmtsi Woyane, as a "corollary" act of the #Fenkil Press Conference in Addis Abeba. This happened in similar of the families, the rest of all opponents.


The #Fenkil Marathon is to be Continued..!

ጃንዳ፡ ብምንቅስቃስ ናይዚ ብመንእሰያት ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዝቆመ #ፈንቅልን መሪሒነቱን ኣዚያ ርዒዳ ከም ዘላ ዘመላኽት እቲ ዝሓሰረ ፖለቲካዊ ስራሕ ምኳኑ'ዩ፡ ንስድራቤት እዞም ኣብ ቅድሚት ተሰሊፎም ዘለዉ መንእሰያት፡ ኣብ ማዕከናታ ኣቅሪባ" ዓገብ በሉልና!" ክትብል ምርኣያ፡ ንፖለቲካዊ ስዕረታ ኣብ ባይታ ዘመላኽት'ዩ።


ሓደ እዋን ስርዓት ደርግ፡ ንስድራቤታት ተጋደልቲ ዝበሎም ክሳሃሎምን ምስ ጀመረ፡ ሩሳዉያን ኣማኸርቲ ሞኮንናት ግን፡ ዳርጋ ብምልኡ እቲ ህዝቢ ተጋዳላይን ስድራቤት ተጋደልትን ምኳኖም ምስ ኣስተዉዓሉ፡ ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ ንስድራቤታት ምግፋዕ፡ ፖለቲካዊ ስዕረት ምኳኑ ስለዝፈልጡ፡


ነቶም ወለድቲ ተራ ተጋደልቲ ብፋፋ ክጥብሮም፡ ነቶም ስድራቤት ንህዝባዊ ግንባር ይመርሑ ዝተባህሉ ተጋደልቲ፡ ከም ኣቦ ኢሰያስ ኣፈዎርቂ ድማ፡ ዋላ ዉን ብጌጋ ከይሞቱ ክሕልዎም ከም ዝተገደደ ይዝረብ'ዩ። ልክዕ'ዩ ደርጊ ነቂሐ ኢላ ትክተሎ ዝነበረት ፖለቲካ'ዩ፡ ጃንዳ ወያነ ኣብዚ 21 ክፍለ ዘበን፡ ብስም ስድራቤት ተቋወምቲ ዝፈጸመቶ ተነጽሎ፡ ግፍዒ፡ ምክልባት፡ እዚ ኢልካ ዝጽብጸብ ኣይኮነን።


በዚ መሰረት፡ ንፈንቅል ይመርሕ ዘሎ ኣቦ የማነ ንጉሰ፡ ኣቶ ንጉሰ (ስእሊ ተዓዘብ)፡ ኣብ ተለቪዥን ድምጺ ወያነ ቀሪቦም፡ ክንካላበቱ ተጌሩ። ኣቀድም ኣቢሉ ዉን፡ ከም ኣደ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ በርሀ ዝኣመሰሉ ብዙሓት ኣብ ኣኼባታት ተጸዊዖም "ባንዳ ወሊድኩም" ኣልቅሱ፡ ክብሉ ዘይተሰምዑ ኣይኮነን።


ጃንዳ፡ ዝደፍኣን ዝቀብራን ኢያ ስኢና እንበር፡ ሞይታ'ያ...!!!

ምንቅስቃስ ፈንቅል'ከ ይጠፍእ'ዶ...??? ይድጎል እንበር ኣይጠፍእን!!! ምኽኒያቱ፡ እቲ ክፍኣት ይርኢዮን ይሰምዖን ጥራይ ዘይኮነ ዘሎ፡ ይነብሮ ክሳብ ዝሃለወ...!!!


NationalEr Interest

94 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.