Ethiopia፡ Political Development ኢትዮጲያ፡ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት፡ التنمية السياسية في إثيوبيا፡

•√ Murderers of Haacaaluu Huundeessa Confirmed and Arrested, "OLF-Shenie and TPLF" are Behind the Killing and Violation. •√ Two Members of TPLF politburo Committee Arrested.


•√ ቀተልቲ ስነ-ጥበባዊን ኣክቲቪስትን ሃጫሉ ሁንዴሳ ተፈሊጦም፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዮም፡ •√ ክልተ ኣባላይ ማእከላይን ላዕለዋይን ኮሚተ ህዉሓት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቀፊዶም፡

Read English Version Below፡


📌 ብመሰረት ኣገልግሎት ተለቪዥን ኢትዮጲያ ዝዘርግሖ ሓበሬታን፡ መግለጺ ጠቅላሊት ሓለቃ ቤ/ፍርዲ (Attorney General) ወይዘሮ ኣዳነሽ አበበ፡ ኣብ ቅትለት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኢድ ኔርዎም ተባሂሎም ዝተረጋገጹ፡ ብኣባላት "ኦነግ ሸኔ" ህዉሓትን ከም ዝድገፉ ዝፍለጡ ሰለስተ ገበነኛታት ኣረጋጊጹ፡ ነቶም ክልተ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዎም ኣፍሊጡ።


እቶም ገበነኛታት፡ 1. ጥላሁን ያሜ (ብጥይት ዝወግአ)፡ 2. ኣብዲ ኣለማየሁ (ተሓጋጋዚ)፡ 3. ከምኡ ዉን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘይኣተወ ዘሎ ከበደ ገመቹ፡ ካልእ ተሓጋጋዚ ኢዮም።


ኩሎም፡ ኣባላት እቲ ካብ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ከም ዝተፈንጨሉ ዝፍለጡ ዑጥቆም ዘየዉረዱ፡ ኣብ ቡዙሕ ከባቢታት ኦሮሚያ ሽግራት ዝፈጥሩ ዘለዉ፡ ብ"ኦነግ ሸኔ" ዝፍለጡ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ምስ ህዉሓት ብቅሉዕ ዝሰርሑ ዘለዉ ኢዮም፡ ተባሂሉ ኣሎ።


📌 ብኻልእ ወገን፡ ኣባል ማእክላይ ኮሚተ ህዉሓት፡ ሓላፊ ቤ/ጽሕፈት ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ኣቶ ተወልደ ገብረጻድቅን፡ ካልእ ኣባል ላዕለዋይ ኮሚተ ህዉሓት ኣቶ ተስፋኣለም ይሕደጎን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣትዉ ከም ዝተገብረ ክፍለጥ ተኻእኢሉ ኣሎ።


ንሳቶም፡ ምስ ካልኦት ክልተ ኣዉቲስታታት፡ ማለት ናይ ሓላፊ ፖለቲካዊ ቤ/ጽሕፈት ህዉሓት ኣለም ገ/ዋህድ ኣዉቲስታ ዝኾነ ኣቶ ስምኦን፡ ከምኡ ዉን ናይዚ ኣባል ማእከላይ ኮሚተ ህዉሓት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ ዘሎ፡ ኣቶ ተወልደ ዝኮነ ኣዉቲስታ ዉን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዮም ኣለዉ።


👌 በብሓደ ጃንዳ ተጸንቀቐ.....እቲ ጸወታ እንዳብቀዐ'ዩ...!!!

📌 According Ethiopia State TV and the Attorney General Mrs. Adanesh Abebe, the Murderers of the decorated Shoa Oromo Singer Haacaaluu Huundeessa have been Confirmed and Arrested.


All three are members of the terrorist group "OLF-Shanie active in some parts of the Oromo region, and the attorney General makes clear that, TPLF orchestrated the killing and violations in Oromo region.

Killers of Haacaaluu Hundeessaa charged by A.G and their names have been made public.


1-Tilahun Yami - in jail (shooter )

2-Abdi Alemayehu - in jail (accomplice )

3- Kebede Gemechu - at large ( accomplice )


📌 Two Members of the TPLF Committee Arrested.


Both, Member of Central Committee and Head of TPLF office branch in Addis Abeba Mr. Tewelde Gebrexadk and Member of the top politburo Mr. Tesfaalem Yihdego has it been arrested with their chauffeurs in this day.


NationalEr Interest

72 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.