ግንቦት 24፡ መበል 29 በዓል ናጽነት ካብ 19-27 ግንቦት ክበዓል፡29th Independence Day Anniversary, 19-27 May, 2020.

ግንቦት 24፡ መበል 29 በዓል ናጽነት፡ 19-27 ግንቦት ክበዓል፡

29nth Independence Day Anniversary, 19-27 May, 2020.


Read English Version Below, Published by MOI Eritrea፡


መበል 29 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ትሕቲ ን"ንምክት ንስጉም!" ዝብል ቴማ፡ ካብ ዕለት 19 ክሳብ 27 ግንቦት ክበዓል ምኳኑ፡ ኣቦወምበር ሃገራዊ ኣወሃሃዲ በዓላትን ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ንኤሪና ኣፍሊጡ።

እቲ ብኣምባሳድር ዝተዋህበ ሓበሬታ ከምዘነጽሮ፡ ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ናጽነት ምስ ኩነታት ሕማም ኮሮናቫይረስን ናይ ምዕጻዉ መምርሒታትን ከም ዝቃዶ ኮይኑ ክካየድ ምኳኑ ኣፍሊጡ።


በዚ መሰረት፡ ብሚኒስትሪ ዜናን፡ ኮሚትር ሃገራዊ ኣዋሃሃዲ በዓላትን ዝተዳለወ ዝተፈላለዩ መደባት፡ ከም ዶክሜንታሪ፡ ሓጸርቲ ፊልም፡ ድራማታት፡ ከምኡ ዉን ኣብ ዕጹዉ ኣዳራሻት ዝካየዱ ኮንሰርት፡ ካብ ዕለት 19 ክሳብ 27 ግንቦት፡ ብመንገድታት ኣገልግሎት ተለቪዥን ኤርትራ፡ ድምጽሓፋሽ፡ መርበባት ኢንተርነትን ክመሓላለፍ ምኳኑ ተፈሊጡ።

The 29th Independence Day Anniversary will be celebrated under the theme “Resilience and Progress”, the chairman of the National Holidays Coordinating Committee, Ambassador Zemede Tekle stated.


According to Ambassador Zemede, the 29th Independence Anniversary will be celebrated under prevailing global reality of the spread of corona virus and lockdown guidelines.



The chairman also indicated that variety of programmes - documentaries; short films; dramas, and concerts prepared by the Ministry of Information and the National Committee for Public Holidays will be broadcast from 19-27 May on Eri-TV, Radio Dimtsi Hafash.


NationalEr Interest

33 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.