ንኣከባብራ በዓል ናጽነት መበል 29 ዝምልከት ዝወጸ ሓበሬታ፡

ብመሰረት ሓበሬታ ዳይረክተር ኣገልግሎት ዜና ኤሪና ኣቶ ጳዉሎስ ነታባይ፡ Eri-Tv ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 9:00-12:00፡ መተካእታ ናይቲ ዓመት-መጸ ኣብ ጐደናታት ዝካየድ ዝነበረ ካርኒቫልን ሳዕስዒት ጐደናን፡ ናይ ሙዚቃ መደብ ክተቕርብ’ያ። ጽባሕ ካብ 3:00-5:00 ድማ ካብ ሲነማ ሮማ ብቐጥታ ዝፍኖ መደብ ክህሉ’ዩ።

ርሑስ በዓል ናጽነት፡

"ንምክት ንስጉም!"

NationalEr Interest

23 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.