ቤት-ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ምርጫ ክናዋሕ ወሲኑ፡

ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ኢትዮጲያ፡

ቤት-ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ምርጫ ክናዋሕ ወሲኑ፡


ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ነቲ ን6ይ ግዚኡ ኣብ ነሓሰ ክግበር ተመዲቡ ዝነበረ ምርጫ ብወግዒ ናብ ድሕሪ ኮረና ዘሎ ግዜ (ካብ 9-12 ወርሒ) ክማሓላለፍ ወሲኑ።


ነቲ ጉዳይ ክምርምር ሓላፍነት ዝተዋህቦ ኣብ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ናይ ቅዋም ተርጓሚ ኮሜተ ብዘቕረቦ እማሜ መሰረት፡ ሎሚ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ድምጺ ሂቡ።


በዚ መሰረት፡ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዓለማዊ ስግኣት ኣይኮነን ተባሂሉ ክሳብ ብውድብ ጥዕና ዝእወጅን ቤት-ምኽሪ ዳግም ውሳነ ክሳብ ዝህብን ምርጫ ብ9 ወርሒ ክሳብ ዓመት ክናዋሕ ንዝቐረበ እማሜ፡ ቤት ምኽሪ ብ4 ተቓውሞን ሓደ ናይ ዕቃበ ድምጽን ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቕዎ።

NEWS ALERT: Upper Chamber Approves Election Term Extensions for Federal, Regional Legislative Bodies.


House of Ethiopian federation approves the extension of sixth National Election.


In a discussion with the House of Federation on proposals for the extension of the sixth national election, the House approved the proposal and ratified it with 114 votes, 4 opposition and 1 vote.


NationalEr Interest

32 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.