መግለጺ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ 3 ተወሰኽቲ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ሓዊዮም፡ Announcement from the Ministry of Health፡ 3 More Cases..

Updated: Apr 22

ካብ ተወሲኾም፡ ናብ ጎዲሎም እንቋዕ ኣብቃዓና..!


መግለጺ ሚኒስትሪ ጥዕና፡ 3 ተወሰኽቲ ሓዊዮም፡

Eritrea: Announcement from the Ministry of Health፡ Read English Version Below, Reported by Shabait.com


ሎሚ ተወሰኽቲ ሰለስተ ተሓከምቲ ሕማም ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገርና፡ ምሉእ ብምሉእ ሓዊዩም ንገዝኦም ተፋኒዮም። በዚ መሰረት፡ ቁጽሪ ካብዚ ሕማም ዝሓወዩ፡ ናብ ሽዱሽተ ዓቢዩ ኣሎ። ዝኮነ ዝገጠመ ሞት የለን። እቲ ሚኢታዊት ሕዊየትን ሞትን፡ 100% ኣሎ ማለት'ዩ።


ኣብ ኤርትራ ብጠቅላላ በዚ ሕማም ዝተለክፉ፡ ኣብ 39 ደዉ ኢሉ ኣሎ። ስለዚ፡ እቲ ቁጽሪ ናብ 33 ጎዲሉ ይርከብ። ክብርን ምስጋናን ንሓካይምና፡ ንምሉእ ስታፍ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም፡ ሓይልታት ጸጥታ፡ ከምኡ ዉን ኣብ መኸተ ኢዱ ዝሓወሰ ኩሉ ኤርትራዊ፡ ካብዚ ዝዓቢ ፍረ ጻዕሪ የለን።


Three patients have recovered fully and were released from hospital today;


This brings the total number of recovered patients to six;


The total number of confirmed cases to-date is 39.


NationalEr Inተerest

5 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.