ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ብልጽግና ፓርቲ አቶ ኣዋሎ አብዲ ንጃንዳ ወያነ ኣጠንቂቑ፡

ምስ ዝቀነየና ጻዕቂ ስራሕ ኣብ ግዚኡ ከነቅርቡ ዘይከኣልና፡

ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ብልጽግና ፓርቲ አቶ ኣዋሎ አብዲ ንጃንዳ ወያነ ኣጠንቂቑ፡


ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ብልጽግና ፓርቲ ኣቶ አወሉ አብዲ ጃንዳ ወያነ ምርጫ ክተካይድ ምስ ትፍትን፡ መንግስቲ ኣድላዪ ዘበሎ ስጉምቲ ከምዝወስደላ ንኣጎልጉሎት ዜና ጀርመን ዶቺ ቨለ ሓቢሩ።

ብልጽግና ፓርቲ ንኩሎም ኣብ'ዚ መድረኽ ሃገር ክሕመሱ ዝፍትኑ ሓይልታት ብመምገዲ ኣቦ ወንበሩ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሓለፈ ሰሙን ምጥንቃቑ ይዝከር።


እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ፡ ጃንዳ ወያነ ኣኪባ ከም መሳርሒ ክትጥቀመሎም ትፍትን ዝነበረት ብፈዳራሊስት ሓይልታት ዝፍለጣ ጥምረት-ውድባት ኣብ ምንዋሕ ምርጫ ምስ መሪሕነት ኣቢይ ከምዝሰማመዑ ሓቢሮም። እዞም ፈደራሊስት ሓይልታት ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ምርጫ ብሓደ ዓመት ክናዋሕ ዝብል እማመ ኣቕሪቦም።


በዚ መሰረት እቲ ጃንዳ ወያና ኣብ መቀለ ከፊታትሎም ዝነበረት ቤ/ጽሕፈት/ኦፊስ፡ ምስ ኣቁሑቱ ዉን ካብ መቀለ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንግስቲ ኢትዮጲያ ከግዕዘሎም ተማሕጺኖም። ጃንዲስት ከም መሳርሒ ክትጥቀመሉ ዝሓሰበት ጥምረት፡ ንዓኣ ዝጻረር መርገጺ ብመውሳዱ ጥራይ ከይኣክል ተመሊሱ ኣብ ርእሳ ክሸነላ ምኽኣሉ፡ ዓቢ ፖለቲካዊ ክሳራ ኣስዒቡላ፡ እዚ ድማ ብፍላይ ንካድራታ መንደቅ ዘግህጽ ኩነታት ኮይኑ ኣሎ።


ብኣገልግሎት ሓበሬታና ዕግበትኩም ትገልጹልና ዘለኩም ተኸታተልቲ፡ ብፍላይ ካብ ክልል ትግራይ፡ ኣዚና ነመስግን...!!!

NationalEr Interest

68 views

©2019 Proudly created with NationalEr Interest.